ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ መራኸቢታት ሓፋሽ ኢትዮጵያ “ኣተሓሳሳቢ” ተርእዮ ይነቅፍ


ቤት ምኽሪ መራኸቢታት ሓፋሽ ኢትዮጵያ “ኣተሓሳሳቢ” ተርእዮ ይነቅፍ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:55 0:00

ካብ ቀረባ እዋን ጀሚሩ ኣብ ልዕሊ ትካላት መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያን ዝፍፀሙ ማእሰርታት ከምዘተሓሳሰቦ ቤትምኽሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቲ ቤትምኽሪ ሎሚ 23 ጥቅምቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፡ ማእሰርቲ ጋዜጠኛታትን ሃንደበታዊ እገዳ መጽሔትን ካብቲ ኣሰካፊ ዝብሎ ተርእዮ’ዩ።

XS
SM
MD
LG