ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ብዘይሕጋዊ ሰነድ ኣብታ ሃገር ዝነበሩ ወፃእተኛታት ምስጓጎም ሓቢሩ


ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ
ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ

ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኣብ ውሽጢ ዝሓለፉ 30 ዓመታት ምስ ድሕንነትን ሃገራዊ ረብሓን ተኣሳሲሩ፣ ኣብ ልዕሊ 10-ሽሕ ዜጋታት ተነቢሩ ዝፀነሐ ናይ ወፃኢ ጉዕዞ እገዳ፣ ኣብዚ ዓመት ከምዝተልዓለ ኣገልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኢትዮጵያ ገሊፁ።

እቲ ትካል ንዓመታዊ ኣፈፃፅማ ስርሑ ኣመልኪቱ፣ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብዝሃቦ መግለፂ፣ ብዘይሕጋዊ ሰነድ ኣብታ ሃገር ዝነበሩ ወፃእተኛታት ምስጓግ ሓዊሱ፣ ሕጋዊ ስጉምታት ምውሳዱ ሓቢሩ ኣሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG