ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ መዘራረቢን መካትዒን ኮይኑ


ኢትዮጵያ ‘ካብ ዓይነ መርፍኡ ዝጠፍኦ ብርኪ ድኽነትን ካብ ኣሰካፊ ስርዓተ ዴሞክራሲን ንምውጻእ ትግስግስ ዘላ ሃገር’ ክብሉ ከለው፣ ካልእ ተሳታፋይ ድማ ‘ኣብ ጽቡቅ ኩነታትን ግስጋሰን ኣላ፣ ብኡ ልክዕ ድማ ገና ዘይተመለሱ ብርክት ዝበሉ ሕቶታት ዘለዋ ሃገር’ ይብሉዋ።

ኣብ ትግራይ ሰናይ ምሕደራ ዓይኑ ነቑሩ'ዩ። ገዛኢ ፓርቲ ግዕዝይና ናይ ስርዓትና ሓደጋ’ዩ ካብ ዝብል 14 ዓመታት ሓሊፉ ኣሎ፣ ሎሚ’ውን ፍታሕ ኣይረኸብናን ይብል ኣቶ ሰሎሞን ረዳኢ።

ንወድዓዊ ሓቂ ዘንጸባርቅ ኣይኮነን ዝበለ ኣቶ ግዛቸው ህዝቢ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ንዘመዝገቦም ዓወታት ተመሊሱ ኣየፍርሶምን ይብል።

ጋዜጠኛ ጌታቸው ብወገኑ ‘ንፌደራላዊ ስርዓት ብሙሉእነት ዘይምቅባልን፣ እቲ መንግስቲ ረይጠጠጥ ስለዝበለን’ዩ ይብል። ኣጋይሽና ካብ ቢሮ ሓበሬታ ክልል ትግራይ ኣቶ ግዛቸው ግርማይ፣ ነጻ ተንታኒ ኣቶ ሰለሞን ኣባዲን ጋዜጠኛ ጌታቸው ኣረጋዊን’ዮም። በትረ ስልጣን’ዩ ዓዲምዎም፣

please wait

No media source currently available

0:00 0:12:47 0:00

XS
SM
MD
LG