ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ ጋዜጠኛታት ዝርከብዎም 19 አባላት አናዳይ ፍትሒ ማሕበረሰብ ሞስሊም ገበነኛታት እዮም ተባሂሉ


ናይ ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ፈደራል ቤት ፍርዲ መጋባእያ ገበናት ክልተ ጋዜጠኛታት ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 19 አባላት ኮሚቴ አናዳይ ፍትሒ ሕቶታት ማሕበረሰብ ሞስሊም ምስ ዝተሓሓዘ ዝተኸሰሱ ገበነኛታት እዮም ክብል ውሳነ ኣሕሊፉ።

ተኸሰስቲ ብዛዕባ መቕጻዕቶም ርእይቶኦም ናብ ቤት ፍርዲ ከቕርቡ ትእዛዝ ምሃብን ብይን ንምሃብ 25 ታሕሳስ ቆጸራ ተዋሂቡ’ሎ።

እቶም ብክሲ መዝገብ አቡበከር አሕመድን ኤልያስ ከድርን ዝተኸሱ አባላት ኮሚቴ ሙስሊም ከነፍትሖም ኢና ብምባል ተንቀሳቂሶም፡ ወረቀት በቲንኩም፡ ኣብ ዝተፈላለየ መሳጊድ ዝተኻየዱ ሰልፍታት ተኻፊልኩም፡ ኣብ ውድብ ግብረ ሽበራ ብምስታፍ፡ ብዝብል’ዮም ተኸሲሶም ዘለው ክብሉ ጠበቓኦም ኣቶ ሰይድ ዓብደላ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG