ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

25 መንግስታዊ ሰበ-ስልጣንን ነጋዶን ኢትዮዽያ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም


Amharic Ethiopia Program Banner
Amharic Ethiopia Program Banner
ኣብ ኢትዮዽያ ልዕሊ 24 መንግስታዊ ሰበ-ስልጣንን ነጋዶን ብመንግስቲ ዝተኣሰሩሉ መስርሕ ንልዕሊ ክልተ ዓመታት ብመሰረት ዝተካየደ ምርመራ ምኳኑ ኮምሽን ፀረ-ግዕዝይና ኢትዮዽያ ኣፍሊጡ።

ኮምሽነር ኮምሽን ፀረ-ግዕዝይና ኢትዮዽያ ኣቶ ዓሊ ሱሌማን ከምዝገለፅዎ፣ እቲ ምፅራይ ኣቶ መለስ ዜናዊ ቅድሚ ምዕራፎም ውፅኢት መፅናዕቲ ቀሪብሎም፣ክንመያየጠሉ ኢና ምስ ተባሃለ፣ኩነታት ተለዋዊጦም።ድሕሪኡ ሓድሽ ምምሕዳርን ውዳበን ከምዝሳዓበን፣እቲ መስርሕ ምንውሑ፣ተወሳኺ ሓይሊ ከምዝፈጠረን ገሊፆም።
ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:52 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG