ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

‘ካብ ኤርትራ ዝተላእኹ ኣሸበርቲ ኣብ ትሕሪ ቁጽጽር የእትየ ክሃድሙ ንዝተፈተኑ’ውን ቀቲለ’ ይብል መንግስቲ ኢትዮጵያ


ጸረ ሽበራ ሓባራዊ ግብሪ ሓይሊ ፈደራል ፖሊስ ሎሚ ምሸት ብኮርፐሬሽን ብሮድካስቲን ኢትዮጵያ ከምዝገለጾ እቶም ሰባት ኣብ ደቡብ ክልል ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን’ዮም ተታሒዞም ኢሉ’ሎ።

ኣብቲ ክልል ኣብ ዱር ተሓቢኦም ንዝተፈላለዩ ተግባር ሽበራ ይዳለው ኔሮም ዝበሎም ብ28 ሚያዝያ, 2008 .. ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ መብዛሕትኦም ምስ ዘተአኻኽብዎ ዕጥቕን ናውትን ተታሒዞም ክሃድሙ ዝፈተኑ ሒደት ኣሸበርቲ ኸአ ተቀቲሎለው ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ገሊጹሎ።

እቶም ዝተታሕዙ ሰባት ክሳብ ኡጋንዳ ብነፋሪት ካብኡ ናብ ኬንያ ብመኻይን ደሓር ብሞያሌ ናብ ኢትዮጵያ አትዮም ዝበለ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዜግነቶም ኾነ ምስ ኣየናይ ፖለቲካዊ ውድብ ርኽብ ከምዘለዎም ግን ኣይጠቐሰን።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG