ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያን ቻይናን ብባጤራታተን ክጥቀማ ዘኽእል ስምምዕ ፈሪመን


ኢትዮጵያን ቻይናን ኣብ ግዝኣተን ብባጤራ ክልቲኡ ሃገራት ክጥቀማ ዘኽእለን ውዕል ከምዝኸተማ ኢትዮጵያ ኣፍሊጣ።

ምቅይያር ባጤራታት ዘፍቅድ ውዕል ከምዝተፈረመ ዘፍለጡ ሚኒስትር ገንዘብ ኢትዮጵያ ኣሕመድ ሽዴ፡ ትግባረኡ ብማእከላይ ባንኪ ከምዝፍጸም’ውን ሓቢሮም።

እቲ ውዕል ዝተፈላለዩ ረብሓታት ከምዝህልዎ ዝጠቅሱ ኪኢላ ቁጠባ ኣቶ ክቡር ገና ብመንጽር ዓቅሚ ክልቲኤን ሃገራትን ሚዛን ልውውጥ ንግዲ ግና፣ ዘይመጣጠን ከምዝኾን ሓቢሮም ኣለው።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG