ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ መጠን ዝቅባበ ቀንዲ ዕንቅፋት'ዩ ተባሂሉ


ቆልዑ ሙሉእ መሰሎም ከየስተማቅሩ ካብ ዝገብሩ ሓደ ምኻኑ'ውን ተገሊፁ

መንግስቲ ኢትዮያን ናይ ሕቡራት መንግስታት ትካል ህፃናትን ብዛዕባ መሰላት ቆልዑ ኢትዮጵያ ሓደ ፀብፃብ አውፂኦም።

ኣብታ ሃገር ዘሎ መጠን ዝቅባበ፣ ሽቅሊ አልቦነት መንእሰያትን፡ ንቆልዑ ሓለዋ ዝገብር ዝተዋደደ ስርዓት ዘይምህላውን ብዙሓት ቆልዑ ሙሉእ መሰላቶም ንኸየስተማቅሩ ይገትእ'ሎ ክብል እቲ ፀብፃብ ይገልፅ።

እቲ ፀብፃብ ብተወሳኺ ኣብ ዝሓለፈ 2-ዓመታት ብማእኸላይ ገምጋም ክሳብ 40% ዝበፅሓ መጠን ዝቅባበ ኢትዮጵያ ኣብ መዓላ ፕሮግራማትን አገልግሎታትን ቆልዑ ንዝወፅእ ገንዘብ ቀንዲ ዕንቅፋት ኮይኑ'ሎ ኢሉ'ሎ።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG