ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፡ብዝበዛ ጉልበት ቆልዑ ደው ንምባል ዝዓለመ ፕሮጀክት ተጀሚሩ


አብ ኢትዮጵያ ንብዝበዛ ጉልበት ቆልዑ ደው ንምባል ዝዓለመ ፕሮጀክት አብ ክልላት አምሓራን ደቡብ ህዝብታትን ብሄር ብሄረሰባትን ተግባራዊ ክኸውን'ዩ።

ምጅማር'ቲ E4Y ዝተሰየመ ፕሮጀክት ሎሚ አብ አዲስ አበባ ራዲሰን ሆቴል አብ ዝተካሄደ ክብረ-በዓል ዝተገልጸ ኮይኑ ሓደ ካብ ዕላማታቱ ንብዝበዛ ጉልበት ቆልዑ ደው ንምባል ምዃኑ አምባሳደር ኣሜሪካ አብ ኢትዮጵያ ፓትሪሻ ሃስላክ ገሊጸን።

እቲ ፕሮጀክት ህይወት 12 ሽሕ መንእሰያትን ልዕሊ 7 ሽሕ ስድራቤታት ንምቅያር ዝዓለመ'ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ንምስማዕ አብዚ ይኸአል።

ኢትዮጵያ፡ብዝበዛ ጉልበት ቆልዑ ደው ንምባል ዝዓለመ ፕሮጀክት ተጀሚሩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:02 0:00

XS
SM
MD
LG