አዲስ አበባ —
ከምዚ ዝበለ ስጉምቲ ፅቡቕ መጀመሪ’ዃ እንተኾነ ምዝርጋሕ ተመጣጣኒ ስርዓት ውክልና በይኑ ዝተፈላለዩ ፓርትታት ናብ ፓርላማ ክኣትው ስለ ዘየረጋግፅ ካልኦት መማረፂታት ምርኣይ ከምዘድሊ ይዛረቡ።
ብሕጊ ዘይተፅሓፉ ፖለቲካውን ምምሕዳራውን ውሳነታት ከም መማረፂ ክውሰዱ ኣለዎም እውን ኢሎም።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።