ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ ሚንስትራት  ኢትዮጵያ ኣስታት 1-ትሪሊየን ብር በጀት ክምደብ ወሲኑ 

ቤት ምኽሪ ሚንስትራት ኢትዮጵያ - ፋይል
ቤት ምኽሪ ሚንስትራት ኢትዮጵያ - ፋይል

ቤት ምኽሪ ምንስትራት ኢትዮጵያ ሎሚ ዓርቢ ኣብ ዘካየዶ መበል 34 ኣኼባ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ኣሕሊፉ። ናይ 2017 ዓ\ም በጀት ፈደራል መንግስቲ ንዘላቒ ናይ ልምዓት ሸቶታት ንምፍጻምን ተጠባባቒ ወፃእን ሓዊሱ ናብ ሓደ ትሪሊዮን በጀት ናብ ቤት ምኽሪ ኣቕሪቡ ኣሎ።

እቲ ቤት ምኽሪ ብተወሳኺ ኣብ ካልኦት ዛዕባታት ብምምይያጥ እውን ወስኒ ኣሎ።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG