ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ሰማያዊ ፓርቲ ዝተባህለ ተቓዋሚ ውድብ፡ ቤት-ጽሕፈቱ ብፖሊስ ከምዝተወረረን ንብረቱ ከምዝተሃገረን ሓቢሩ


ሰማያዊ ፓርቲ
ሰማያዊ ፓርቲ
ሰማያዊ ፓርቲ፡ ብሰለማዊ ኣገባብ ክንቃወም ዘፍቅድ ሕገ-መንግስቲ ይጠሓስ ኣሎ ይብል። በቲ ወሪዱኒ ዝበሎ ምህጋርን ምውሳድን ንብረት ድማ 500 ሺሕ ብር ንመንግስቲ ካሕሳ ክሓትት`የ ውን ይብል።

ሰማያዊ ፓርቲ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ኣብ ዘካየዶ ፈላማይ ሰልፊ ብኣሸሓት ዝቑጸሩ ከምዝተኻፈልዎ ይፍለጥ።

ብመሰረት ናብ ምንግስቲ ኣቕሪብዎ ዝነበረ ሕቶታት፡ ነዚ እዋን`ዚ ሰልፊ ከምዘካይድ ኣፍሊጡ ኔሩ`ዩ።

ወሃቢ ቃል መንግስቲ ፡ ሰማያዊ ፓርቲ 100 ኣባላት`ውን ኣለዉዎ እንተኾይኖም እጠራጠር`የ ይብል።
Ethiopia-Blue-Party
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:58 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG