ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፋብሪካ ቢራ ዳሽን ምስ ፋብሪካታት ብሪጣንያ ብምትሕግጋዝ ሓድሽ ፋብሪካ ክከፍት'ዩ


ናይ ኢትዮጵያ ኩባኒያ ዳሽን ቢራ ኣብታ ሃገር ይውስኽ ካብ ዘሎ ጠለብ ተረባሒ ንምዃን ምስ ክልተ ናይ ብሪጣንያ ኩባኒያታት ተሻሪኹ ሓድሽ ናይ ቢራ ፍብሪካ ክከፍት'ዩ።

ኣብ ብሪጣኒያ ዝመደብሮም ኩባኒያታት ቫሳሪ ግሎባልን ዱወት ግሩፕን ምስ ኢትዮጵያዊ ኩባንያ ጥረት ብምሽራኽ እዩ ኣብ ደብረብርሃን ሓደሽ ፋብሪካ ዝኸፍት ዝሎ፡ዳሽን ኣብ ኢትዮጵያ ካብ ዝርከቡ ዓበይቲ ኩባኒያታት ቢራ ሓደ እዩ።

እቲ ስራሕ ንምጅማር ኣብ ዝተዳለወ ስነስርዓት ዝተረኽቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማሪያም ደሳለኝ እቲ ሽርክነት ኣብነታዊ እዩ ኢሎም ኣለው።

ምሉእ ትሕዝቶ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

XS
SM
MD
LG