ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገለ ነበርቲ ባድመ ንውሳነ ኢህወዴግ ዝሃብዎ ግብረ መልሲ


Badme
Badme

ፈጻሚ ስራሕ ገዛኢ ፓርቲ ኢትዮጵያ - ኢህወዴግ - ንብይን ኮምሽን ዶብ ኢትዮጵያ-ኤርትራን ንውዕል ኣልጀርስን ተቐቢሊ ከምዘተግብሮ ትማሊ ሰሉስ ኣፍሊጡ’ዩ። ንምዃኑ ነበርቲ ባድመ እንታይ ይብሉ።

ኣቶ ነጋሲ ‘ከም’ዚ እንተዝኾን ነይሩ ዳኣ እቲ ኩሉ መስዋእትነት ኣይመድለየን ነይሩ ማለት’ዩ ክብል ከሎ ‘ህዝቢ ከተማ ባድመ ንሽየጥ ኢና ዝብል ዘሎ‘ እውን በለ።

ኣቶ ብርሃነ ቀሺ ገ/ስላሴ ብወገኑ ‘ኣብ’ታ ከተማ ተወሊደን ዓብየን፣ ባድመ መዳሕንተይ ዝተቐበረሉ’ዩ፣ ውሳነ ኮምሽን ዶብ ሸርሒ ኣውሮጳዊያንን ንክልቲኦም ህዝቢታት እናላተመ ንምንባር ዝዓለመን’ዩ’ ኢሉ ገልጾ።

‘ትግባረ ኮምሽን ዶብ ንኢትዮጵያ ዕግርግር ዝፈጥረላ’ምበር ሰላም ዝመልሰላ ኣይኮነን’ውን’ ይብል ኣቶ ብርሃነ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:04:26 0:00

XS
SM
MD
LG