ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብተወለድቲ`ቲ ኸባቢ ዝተፈጸመ መጥቃዕቲ ጋምቤላ፡ ንዜጋታትና ዝጨመተ ኣይነበረን ኢሎም ኣምባሳደር ፓኪስታን


በቲ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ፡ ሓደ ፓኪስታናዊ ክመውት ከሎ 4ተ ኸምዝቖሰሉ ይፍለጥ

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ኣምባሳደር ፓኪስታን ንቪኦኤ ክዛረቡ ኸለዉ፡ “እቶም ነቲ መጥቃዕቲ ዝፈጸሙ ናይ`ቲ ኸባቢ ተወለድቲ ምናልባት ኻልእ ምኽንያትን ዕላማን ክህልዎም ከምዝኽእል ይርድኣኒ`ዩ” ኢሎም።

በቲ መጥቃዕቲ 4ተ ኢትዮጵያውያን ከምዝሞቱ ብሚዲያ መንግስቲ ተገሊጹ`ሎ።

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG