ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ኣባል ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕ/ሃ ምዃና ዝህልዎ ትርጉም


Ethiopia - UNSC
Ethiopia - UNSC

ኢትዮጵያ ካብ ሶኒይ ጀሚራ ንዝቅጽሉ ክልተ ዓመታት ዘይቀዋሚ ኣባል ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕ/ሃ ኮይና ንክተግልግል ዘኽእላ መንበር ተረኪባ ኣላ። እዚ መሰል’ዚ ብከመይ ክትጥቀመሉ ትጽቢት ይግበር? ንኩነታት ምስ ኤርትራ ክሓላልኾ’ዶ ይኽእል?

ኣብ’ዚ መደብ ዝተሳተፈ ኤርትራዊ ኣቶ ኣማኑኤል በእደማርያም ‘ብመንጽር ታሪኽ፣ ኢትዮጵያ ሓላፍነታ ክትዋጻእ ከምዘትዋጻእ ምዝራብ ይካኣል፣ ካብ ሊግ ኦፍ ኔሽንስ ጀሚራ መሳርሕ ኣሜሪካ’ያ ኮይና፣ ሕብረት ኣፍሪቃ እንተኾነ መሳርሕ ኢትዮጵያ’ዩ’ ይብል።

ኢትዮጵያዊ ኣቶ ኣሉላ ሰለሞን ብወገኑ ‘ኢትዮጵያ ንሳልሳይ ጊዜ ዘይቀዋሚ ኣባል ቤት ምኽሪ ጸጥታ ሕ/ሃ ከምዝኾነትን ትጽቢት ኣፍሪቃን ማሕበረ-ሰብ ዓለምን ከምተማልእን፣ ከምኡውን ፈቃድ ኣሜሪካ’ያ ተማልእ ዝብል ዘረባ ካብ ሒደት ሰባትን ሃገራትን ጥራሕ ዝቃላሕ እዩ’ ይብል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:13:42 0:00

XS
SM
MD
LG