ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣሸጎዳ ንፋሳዊ ምንጪ ሓይሊን ቴክኖሎጂካዊ ረብሕኡን (1ይ ክፋል)


ሃይላይ ኪሮስ
ሃይላይ ኪሮስ
”ንፋሳዊ ምንጪ ኤሌክትሪክ ሓድሽ ቴክኖሎጂ ምስምኳኑ ምትእትታው ንባዕሉ ሓደ ኣገዳሲ ነገር‘ዩ። ኣብ’ቲ ምትካልን ህንፀትን‘ቲ ’ታወራትን‘ ‘ተርባይናትን‘ ዝተሳተፋ ኣሻሓት ፍልጠት ቀሲሞም፣ማሕበረ ሰብ‘ቲ ከባቢ ንባዕሉ ካብ ዝታሓተ ክሳብ ዝላዓለ ደረጃ ስራሕ ተሳቲፉን ፍልጠት ረኺቡን፣ሳልሳይ እቲ ስራሕ ሙሉእ ንሙሉእ ብወፃእተኛታት ኣይኮነን ተሰሪሑ።ኣስታት ሸሞንተ ሚእቲ ናይ‘ቲ ክልል ሰባት‘ዮም ሰሪሖምዎ።ካብ ሓምሳ ዘይበልፁ ወፃእተኛታት ጥራሕ‘ዮም ተሳቲፎምሉ” ይብል ናይ ሎሚ ጋሻ ሳይንስን ቴክኖሎጂን።

ስራሕ ኣሸጎዳ ንፋሳዊ ምንጪ ኤሌክትሪክ ”ተጀሚሩ ክሳብ ዝዛዘም ብፈረንሳዊ ኮንትራክተር ይሳለጥ‘ምበር፣ኣስታት ሽዱሽተ ሃገራዊ ኮንትራክተራት‘ውን ተሳቲፎምሉ‘ዮም።ናይ‘ቲ ከባቢ ዩኒቨርስታትን‘ውን ንዘድሊ ፍልጠትን ቴክኖሎጂን ወኒኖም‘ዮም” ይብል ኣቶ ሃይላይ ኪሮስ።
 ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:10:04 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG