ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ 112 ኣባላት ተቓወምቲ ከምዝተኣሰርዎ ዝገልጽ መኢኣድ፡ ኣባላት ኢህወድግ ንዝሓዝዎ መሬት ዘይዛለኹም ተባሂሎም ከምዝእሰሩ ገሊጹ


እቲ ኻልኣይ ክሶም ዘመናዊ ድኹዒ ብ1300 ብር ብግዲ ዘይገዛእኩም ዝብል ዩ ይብል

እቶም ዝእሰሩ ሰባት ዝኾነ በደል ሃሊዮም ዘይኮነስ፡ ኣባላት መኢኣድ ስለዝኾኑ ጥራሕ`ዩ ዝበለ`ቲ ውድብ፡ መብዛሕቲኦም ናብ ቤትፍርዲ ከምዘይቀርቡን፡ ኣብ ቀበሌ ጽሬቱ ኣብ ዘይተሓለወ ቦታ ከሳቕይዎም ድሕሪ ምጽናሕ፡ ይፍንውዎም`ዮም ኢሉ።

ከቢድ በደል ከምዝወርዶምን ቤተሰቦም ክበጽሕዎም ከምዘይክእሉን ይገልጽ።

ካብ ኢህወድግ ምላሽ ንምርካብ ፈተነ ተገይሩ ኣይሰለጠን።

ንምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG