ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ ንኽልተ መራሕቲ ተቓወምቲ ኣሲራ


ጠንቂ መእሰሪኦም፡ ብዛዕባ ኣትዓዳድላ ሬድአት መግቢ፡ መንግስቲ ክሓብኦ ዝደሊ ሓበረታ ንፕረስ ብምቕባሎም ምዃኑ ተቓወምቲ ይጥርጥሩ

ኣባል መሪሕነት መድረኽ በቀለ ገርባ ምስ ግንባር ሓርነት ኦሮሞ ርክብ ስለዝገበረ`ዩ ብጸረ-ሽበራ ፖሊስ ተታሒዙ ኢሎም ወሃቢ ቓል መንግስቲ ሽመልስ ከማል።

“በቀለ ብዛዕባ ናይ ኢትዮጵያ ጥምየት ይዛረብ ኔሩ`ዩ” ዝበሉ ድማ፡ ኣቦ-መንበር መድረኽ ዶ/ር ሞጋ ፊሪሳ`ዮም።

ኣብ`ዚ ቐረባ እዋን ቢቢሲ ኣብ ዘመሓላለፎ ሪፖርት፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሬድአት ወጻኢ፡ ንፖሊቲካዊ መርገጽቲ ይጥቀመሉ ኣሎ ኢሉ ኔሩ`ዩ።

ምሉእ ጸብጻብ ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG