ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መራሕቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ዝተረኽብሉ ሰልፊ ፍንጀራ አጋጢሙ


መራሕቲ ክልተ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ዝተረኽብሉ ሰልፊ ፍንጀራ አጋጢሙ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:41 0:00

ሓድሽ ዝተመዘዙ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ አብይ አሕመድ ዝተረኽብሉ ቀዳም ኣብ አዲስ አበባ ዝተኻየደ ስልፊ ብዘጋጠመ ፍንጀራ ክልተ ሰባት ሞይቶም፡ ካልኦት 150 ድማ ቆሲሎም። ገለ ሰዓታት ድሒሩ ካብ ዋና ከተማ አዲስ አበባ 4,500 ኪ.ሜ ርሒቓ ኣብ ትርከብ ከተማ ቡላዋዮ ዚምባብወ ድማ ፕረዚደንት’ታ ሃገር ኢመርሰን ሙናንጋግወ ዝተረኽብሉ ሰልፊ ካልእ ፍንጀራ አጋጢሙ።

XS
SM
MD
LG