ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈላማይ ልዝብ ኣብ ዙርያ ስምምዕ ኣንካራ ኢትዮጵያን ሶማልያን ተኻይዱ

ፈላማይ ልዝብ ኣብ ዙርያ ስምምዕ ኣንካራ ኢትዮጵያን ሶማልያን
ፈላማይ ልዝብ ኣብ ዙርያ ስምምዕ ኣንካራ ኢትዮጵያን ሶማልያን

ላዕለዎት ዲፕሎማት ኢትዮጵያን ሶማልያን ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ብዝተፈረመ ናይ መረዳድኢ ሰነድ ዝተወልዐ ምስሕሓብ ንምፍታሕ ናይ መጀመርታ ዙር ቴክንካዊ ዝርርብ ምክያዶም ቱርክየ ምግላጻ ኣሶሴይትድ ፕረስ ሓቢሩ።

ኣፍደገ ባሕሪ ዘይብላ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ወሰን ባሕሪ ሶማሊላንድ መደብር ሓይሊ ባሕሪ ብሊዝ ንምክራይ ናይ መረዳድኢ ሰነድ ድሕሪ ምፍራማ ኣብ መንጎ ክልቲኣን ሃገራት ወጥሪ ፈጢሩ ፀኒሑ እዩ።እቲ ስምምዕ ኢትዮጵያ ኣምሳይኡ ንሉኣላውነት ሶማሊላንድ ወግዓዊ ኣፍልጦ ምሃብ ዝብል'ዩ ኔይሩ። እቲ ዝቕፅል ዙር ዝርርብ ኣብ መጋቢት ከም ዝኸውን ቱርክየ ገሊፃ ኣላ።

This item is part of

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG