ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ዕጡቓትን ብዝተፈጥረ ጎንጺ ሰባት ምሟቶም ተገሊጹ


ኣብ ክልል ኣምሓራ ወረዳ ደምቢያ ጫሒት ኣብ ዝተባህለ ስፍራ፣ ኣብ መንጎ ሓይልታት መንግስቲን ዘይስሩዕ ዕጡቓትን ብዝተኻየደ ውግእ፣ ብዝሖም ዘይተፈልጠ ሰባት ከምዝሞቱ ዝመጸና ዜና ይገልጽ።

ብሰንኪ’ቲ ዝነበረ ተኹሲ፣ መንገዲ ጎንደር- ጎርጎራ ተዓጽዩ ምንባሩ'ውን ተሓቢሩ'ሎ።

ቤት ምኽሪ ወረዳ ደምቢያ ኣብ ዘውጸኦ መግለጺ ‘እቲ ግጭት ዝተፈጠረ ዕጡቓት ኣብ’ቲ ገበታ ጎርጎራ ንፕሮጀክት ሃገር ዝብል መደብ ንምብጻሕ ኣብ መገሻ ንዝነበሩ ላዕለዎት ኣዘዝቲ እዚ ሰሜን ምዕራብ ኣይነሕልፍን ኢሎም ስለዝተተናኾልዎም’ዩ ይብል።

"ኣባላት ፋኖ ኢና" ዝብሉ ብወገኖም ኣብ ዝሃብዎት ርእይቶ "ሰራዊት መንግስቲ፣ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊያን ሰባት ስጉምቲ ወሲዶም" ክብሉ ይኸሱ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG