ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ንገለ ፖርቲታት ፖለቲካ ኣፍልጦ ዝህብ ዝተመሓየሸ ሕጊ ኣጽዲቑ


ሚኒስትር ፍትሒ ዶ/ር ጌድዮን ጢሞቲዎስ
ሚኒስትር ፍትሒ ዶ/ር ጌድዮን ጢሞቲዎስ

ቤት ምኽሪ ተወከልቲ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ተግባራት ዓመጽ ተሳቲፎም ንዝበሎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዳግማይ ሕጋዊ ኣፍልጦ ዝህብ ዝተመሓየሸ ሕጊ ኣጽዲቑ።

ሚኒስትር ፍትሒ ዶ/ር ጌድዮን ጢሞቲዎስ ኣብ ዘስምዕዎ ቃል ‘እቲ ሓድሽ ሕጊ ንሃገራዊ መድረክ ምኽኽር ኣብ ግምት ብምእታው ከምዝተመሓየሸ ገሊጾም።

ብመሰረት’ዚ፣ ህወሓትን ካልኦት ኣብ ውግእ ዝተጸመዱ ወገናትን፣ ናብ መድረኽ ልዝብ ንምስሓብ ድልየት ከምዘሎ ጠቂሶም ዶ/ር ጢሞቲዎስ ገሊጾም።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG