ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መጥቃዕቲ ኬንያ፡ ንኢትዮጵያ ናይ መጠንቀቕታ ደወል ?


Kenya's President Uhuru Kenyatta addresses the nation on the Westgate shopping mall attack in the capital Nairobi, Sept. 22, 2013.

ዶ/ር መሓሪ ታደለ ማሩ፡ ኣልሸባብ ኣብ ኢትዮጵያ ከምቲ ናይ ኬንያ ዓይነት መጥቃዕቲ ክፍጽም ዘሎ ዕድል ጸቢብ`ዩ ይብል

ዶር. መሓሪ ታደለ፡ ተንታኒ ጸጥታ ኣፍሪቃ`ዩ። ምስ እስክንድር ፍሬው ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቕ፡ ንሽበራዊ መጥቃዕቲ ባይታ ካብ ዝኸፍቱ ሓደ፡ ህዝቢ ዘለዎ ቅሬታ፡ ብፍላይ ድማ ሙስሊም ማሕበረ ሰብ ዘርእዮ ቅሬታ`ዩ ኢሉ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ቅሬታ-ዘለዎም ሙስሊማን ክዘራረብ ኣለዎ ዝበለ ዶር መሓሪ፡ ሙስሊሙ ሕብረተሰብ ኣብ ውሽጡ ተዘራሪቡ ክፈትሖ ዘለዎ ጸገም`ውን ኣሎ ኢሉ።

ነቲ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ፡ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
Ethiopia-Al-Shebab
please wait
Embed

No media source currently available

0:00 0:05:40 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG