ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መምህር ሂወት ሃይሉ ካብ ቀይሕ ሱር መስተ ወይኒ ኣሰናዲአን


ኮይኑ ግና ዛጊድ መረጋገፂ መሰል ዋንነት ኣይተዋሃበንን

ኣብ ከተማ ዓድዋ ኣብ ንግስተ ሳባ ማእኸል ቴክኒክን ስልጠናን ሞያ ምምሕዳር ሆቴልን ምስንዳእ ምግብን ዝምህራ መምህር ሂወት ሃይሉ ካብ ቀይሕ ሱር መስተ ወይኒ ኣሰናዲአን ኣለዋ::

ኮይኑ ግና ዛጊድ መረጋገፂ መሰል ዋንነት ኣይተዋሃበንን ይብላ፤ ምስ ግርማይ ገብሩ ዘካየደኦ ወግዒ ንከታተል::

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

Recommended

XS
SM
MD
LG