ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብስም ኣቶ መለስ ዜናዊ ዝካየድ ሃገራዊ ጎስጓስ የካትዕ


 Meles Zenawi
Meles Zenawi
ኣብ`ዚ ቐረባ ሓደ ፈረንሳዊ ተንታኒ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ `ቀ/ሚ መለስ ካብ መቓብር ይመርሑ`ለዉ፡ ግን ክሳብ መዓስ? ዝብል ጽሑፍ ኣውጺኡ ኔሩ። ኣብኡ ተመርኩሶም 4ተ ተጋሩ ተኻቲዕም ኣለዉ፡ ካብ ዓርቢ ዝቐጸለ ካልኣይ ክፋል ሎሚ ሰኑይ ተመሓላሊፉ`ሎ።

ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል፡
Ethiopia after meles
please wait

No media source currently available

0:00 0:14:47 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG