ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስርዓተ ፌደራልዝም ንኢትዮጵያዊያን ረቢሑ'ዶ ኣይፋሉን?


20 ግንቦት ኣብ ኢትዮጵያ ተኸቢሩ
20 ግንቦት ኣብ ኢትዮጵያ ተኸቢሩ

'ሳላ ስርዓተ ፈደራሊዝም፣ ክማሃር፣ ክማራመር ክምዕብል ኪኢለ' ይብል ጋሻና መንእሰይ ገብረመድህን ሓጎስ። ተኽለዝጊወልደግብርኤል ብወገኑ 'ፈደራላዊ ስርዓት ንኢትዮጵያ ኣዋጻኢ ስርዓት'ዩ፣ እንተኾነ ኣብ ትግባረኡ ጸገማት ይራኣየሉ'ሎ' ይብል።

'ኣብ ክልላት ኦሮምያ፣ ኣምሓራን ትግራይን ንዝተኸሰቱ ዳሕረዋይ ጸገማት' ይጠቅስ ተኽለዝጊ። ገብረመድህን ግና እቶም ብተኽለዝጊ ዝተጠቕሱ ጸገማት ጸገም ፌደራላዊ ስርዓት ዘይኮኑ ንሕገ መንግስታዊ ስርዓት ንምፍራስ ብዝዓለሙ ሓይልታት ዝተግፈጥረ ጸገም'ዩ' ክብል ይገልጾ።

ኣብ'ዘን ዝሓለፋ 26 ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተራኣየ ምዕባለታት 'ፍረታት 20 ግንቦት'ዩ' ኢሎም ይገልጽዎም ክልቲኦም ኣጋይሽ፣ ግን ኣብ ሙሉእነቱን ትርጉሙን ግና ይፈላለዩ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:10:03 0:00

ካልኣይ ክፋል እቲ ዘተ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ስርዓተ ፌደራልዝም ንኢትዮጵያዊያን ረቢሑ'ዶ ኣይፋሉን?
please wait

No media source currently available

0:00 0:12:35 0:00

XS
SM
MD
LG