ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክሊ ዓፋር ብዝተፈጥረ ጎንፂ 22 - ሰባት ተቀቲሎም ይብሉ ምንጭታት


ኣብ ኢትዮጵያ ክሊ ዓፋር ኣብ ዞባ 3'ተ ኣብ ወረዳ አሚባራ ኣብ መንጎ ማሕበረሰብ ዓፋርን ማሕበረሰብ ሶማሌን ጎንፂ ተላዒሉ 22 - ሰባት ከም ዝተቀትሉ ናይ ዓይኒ መሰኻኽር ን'ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ገሊፆም።

መበገሲ'ቲ ጎንፂ ፕሮጀክት ስራሕ መንገዲ ገጠር ከም ዝኾነ'ውን ገሊፆም። ኣብዚ እዋን ናይ ፌደራል መንግስቲ ሓይሊ ፀጥታ ነቲ ኩነታት ከም ዝተቆፃፀሮን ከም ዘህደኦን ይዝረብ።

ሙሉእ ፀብፃቡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG