ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክሊ ዓፋር፡ ሰባት ምስ ተቓወምቲ ትደናገጹ ኢኹም ተባሂሎም ብጅምላ ይእሰሩ ኣለዉ ኽብል ሓደ ንምሰል ህዝቢ ዓፋር ዝጣበቕ ትካል ጥርዓን ኣቕሪቡ`ሎ


በዓል-ስልጣን`ቲ ኽሊ ግና፡ ዝተፈናቐለ የለን፡ መጺኹም ረኣይዎ ይብል

ብኻልእ ወገን፡ ኣብ ከባቢ ፈለግ- ኣዋሽ ብዝካየድ ንጥፈታት-ኩባንያታት-ሕርሻ፡ ሓረስቶት ምስ ጥሪቶም ይፈናቐሉ`ለዉ ክብል`ውን ናብ ዝተፈላለያ ኣህጉራውያን ትካላት ስምዕታ ኣመሓላሊፉ`ሎ።

ነዚን ካልእን ሕቶታት ሒዝና፡ ናብ ክሊ ዓፋር ድሕሪ ምድዋል ንሓደ ኣመሓዳሪ ንኡስ-ዞባ ረኺባና`ለና፡ ናብ ተወልደ ወልደገብሬል ከሕልፈኩም፡

XS
SM
MD
LG