ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ህውሓት/ኢህወዴግ ኣብቶም ዝሓለፉ 20 ዓመታት ኣብ ልምዓት፣ዴሞክራስን ሰናይ ምሕደራን

  • ገብረ ገብረመድህን

Ethiopia map
ኢትዮጵያ ኣብቶም ዝሓለፉ 20 ዓመታት ኣብ ትሕቲ መሪሕነት ናይ ኢትዮጵያ ህዝብታት ወያናይ ዴሞክራሲያዊ ግንባር /ኢህወዴግ ኣብ ዘፈራት ልምዓት፣ሰናይ ምምምሕዳርን ዴሞክራስን ካብ እዋን ናብ እዋን እናጠኸረን እናጎልበተን እዩ ዝመፅእ ዘሎ ይብሉ ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ስነ-ቁጠባ ዝኾኑ ዶ/ር ወልደገብርኤል ኣብርሃም።

ኣብ ዩኒቨርስቲ መቐለ መምህር ፖለቲካዊ ሳይንስ ዝኾኑ ኣቶ ኣብርሃ ደስታ ብወገኖም ፍትሓዊ ናይ ሃብቲ ኽፍፍል ኣብዘይተረጋገፀሉ፣ህዝቢ ብነፃ ንዝደለዮ ንኽመርፅ ኣብዘይክእለሉ ዴሞክራሲ ኣሎ ከይኮነስ ንድሕሪት እዩ ተመሊሱ ዘሎ ይብሉ።







XS
SM
MD
LG