ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢህወደግ ድርብ ኣሃዝ ዕብየት ኣርእየ እንተበለ’ውን ኢትዮጵያ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ትርከብ ይብሉ ኣቦ መንበር መድረኽ


ህዝቢ ናብርኡ ኣብ ኣዝዩ ኣፀጋሚ ኩነታት ከምዝርከብን ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ ኣብቶም ዝሓለፉ 20 ዓመታት ጥምየትን ረድኤት ክተጥፍእ ኣይክኣለትን

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብቶም ዝሓለፉ 20 ዓመታት ብተንፃፃሪ ሰላምን ርግኣትን ዝተረጋገፀ’ዃ እንተኾነ ፖለቲካዊ፡ማሕበራውን ኢኮኖሚያዊን ኩነታት እታ ሃገር ኣብ ኣዕሪዩ ኣፀጋሚ ኩነታት ከምዘሎ ዋና ኣመሓዳሪ ነበር ክልልት ትግራይን ኣብዚ ሕዚ እዋን ድማ ኣቦ መንበር ፖለቲካዊ ፓርቲ መድረኽን ገሊፆም።

ገዝኢ ፓርቲ ድርብ ኣሃዝ ዕብየት ኣርእየ እንተበለ’ውን ናብራ ህዝቢ ካብ ኣዐሪዩ ዝገደደ ናብ ዝኸፍአ ይኸይድ ኣሎ ዝበሉ ኣቶ ገብሩ ኣስራት ኣብዚ ሕዚ እዋን ህዝቢ ናብርኡ ኣብ ኣዝዩ ኣፀጋሚ ኩነታት ከምዝርከብን ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ ኣብቶም ዝሓለፉ 20 ዓመታት ጥምየትን ረድኤት ክተጥፍእ ኣይክኣለትን ኢሎም።

‘’ዕብየት ኣይተርኣየን ኢለ ኣይከራኸርን’’ ዝበሉ ኣቦ መንበር መድረኽ እቲ ዕብየት ንመን ይረብሕ ኣሎ? ነቲ ጠቕላላ ምልኣተ ህዝቢዶ ይረብሕ ኣሎ ?ኢሎም ይሓቱ።ንሙሉእ ትሕዝቱኡ የድምፁ።

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG