No media source currently available
ካብ ኦሮምያ ሜድያ ኔትወርክ ዝተረኽቡ ቪድዮታት አብ ዝሓለፈ ሰለሰተ ሰሙን ምምዛዕ መሬትን ንማስተርፕላን ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምቕዋም አብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልል ኦሮምያ ዝተኻየዱ ተቓውሞታት የርእይ።