ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ - ሓያሎ ጋዜጣታትን መጽሔታትን ሕትመት የቋርጻ፡ እቲ ምኽንያት ግን ናህሪ ዋጋ ማሕተም ጥራይ ኣይኰነን


ናህሪ ዋጋ ሕትመት፡ ዋጋ ሳትላይትን ምስፋሕ ማሕበራዊ መራኸቢታትን ተደማሚሩ ንሓያሎ ጋዜጣታት ካብ ሕትመት ከብኵረን፡ ንኻልኦት መደበራት ቴለቪዥን ድማ ንኽዕጸዋ ድፍኢት ከም ዝዀነን ቤት ምኽሪ መራኸቢታት ሓፋሽ ኢትዮጵያ ይገልጽ። እዚ ዓለምለኻዊ ተርእዮ ስለ ዝዀነ፡ ኣሕተምቲን ኣካየድቲ መራኸቢ ብዙሃንን ማዕረ’ቲ ዝኸይድ ዘሎ ተጽዕኖ ክጓዓዙ ግድን ምዃኑ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ወገናት ይገልጹ።

XS
SM
MD
LG