ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢስትዋኒ፡ ብልሽውና ኣብ ፍርያት ዓለባ


ኢስትዋኒ፡ ብልሽውና ኣብ ፍርያት ዓለባ
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:38 0:00

ኢስትዋኒ፡ ብልሽውና ኣብ ፍርያት ዓለባ

ኣብ ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢስዋትኒ (ናይ ቀደም ስዋዚላንድ)፣ ን28 ዓመት ዝዕድሚኣ ወላዲት ነሊሲዌ ድላሚኒ ሓዊስካ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰራሕተኛታት፣ ኣብ ትሕቲ ዘሕዝን ኩነታት ይርከቡ። ዝሰርሕሉ ከባቢ ጽሬት ዘይብሉ፣ ትሑት ማሃያ ዝረኽቡ፣ ነዊሕ ዘይኽፈሎ ሰዓት ይሰርሑ፣ ከቢድ ኣድልዎ ይፍጸሞም፣ ብዘይርትዒ ድማ ካብ ስራሕ ይባረሩ። እዚ ድማ ንብልሽውናን ሕጋዊ ኣሰራርሓ ምስኣንን ንምዝመዛ ከምዘቓልዖም ይዛረቡ።

ብርክት ዝበላ ደቂ ኣንስትዮ ሰራሕተኛታት፣ ካብ ስራሕ ከምዝተኣገዳ ንዝሕብር ዝተቀበለኦ ደብዳቤ ክብ ኣቢለን ምስ ኣስራሕተን ክዘራረባ ከምዝደልያ ይገልጻ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG