ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“እሰኒ”-ንጥበብ፡ ንሕውየት


“እሰኒ”-ንጥበብ፡ ንሕውየት
please wait

No media source currently available

0:00 0:07:16 0:00

‘እሰኒ' ማእከል ኪነጥበብ ብኣርባዕተ ኣብ ስራሕቲ ጥበብ ስእሊ ዝተዋፈሩ ሰብሞያ ዝተመስረተ ማእከል ስልጠናን መቕረቢ ውፅኢት ጥበብን’ዩ። ኣብዚ ማእከል ሰሙናዊ ቀዳም ፍቕሪ ቅብኣ ዘለዎም ሰባት እናተዘናግዑ ድላዮም ዝስእልሉ ቦታ እዩ።ንገለ ካብ መስረትቲን ተሳተፍቲን ኣዘራሪብና ኣለና።

XS
SM
MD
LG