ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኤርትራ ናይ ፈጠራ ስራሕቲ ይጠናኸር'ሎ

ካብ ወፃኢ ይዕደግ ዝነበረ ገለ ነገራት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ይስራሕ'ሎ

ኣብ ኤርትራ ቁፅሪ ኣብ መዳይ ፈጠራ ዝተዋፈሩ መንእሰያት ይውስኽ'ሎ።ጎና ጎኒ ድማ ዝተፈላለዩ ናይ ሰንዓ ስራሕቲ ብፍላይ ነቶም ብልዑል ወፃኢ ካብ ወፃኢ ናብ ኤርትራ ዝኣትው ዝነበሩ ማሽኔሪታት ክትክኡ ይራኣዩ'ለው።

This item is part of
XS
SM
MD
LG