ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርእይቶ ኤርትራዊያን ንጻውዒት ሰላም ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ኤርትራ


ቀዳማይ ሚንስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ.
ቀዳማይ ሚንስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ.

ሓዲሽ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ምስ ኤርትራ ሰላም ንምፍጣር ቕሩባት ኣለና-ካብ ኤርትራ ድማ ተመሳሳሊ ድልየት ንጽበ- ዝብል ጻዊዒት ድሕሪ ምቕራቦም፡ ካብ ወገን መንግስቲ ኤርትራ ዝተዋህበ ርእይቶ ይለን- ብወገና ምላሽ ንምርካብ ዝገበርናዮ ጻዕሪ`ውን ንሎሚ ኣይሰለጠን።

እንተኾነ ክሳብ ሎሚ ዘሎ መርገጽ መንግስቲ ኤርትራ፡ ብመሰረት ብይን ኮሚሽን ዶብ ኤርትራን-ኢትዮጵያን፡ ኢትዮጵያ፡ሰራዊታ ካብ ልዑላዊ መሬት ኤርትራ እንተስሒባ ብኡ ንብኡ ክንላዘብ ድልዋት ኣለና ዝብል ምዃኑ ዝፍለጥ ኮይኑ፡ ንሎሚ ዝተፈላለየ ፖለቲካዊ ኣረኣእያ ዘለዎም ኤርትራውያን ዜጋታት`ከ ነዚ ብሓዲሽ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዝቐረበ ናይ ሰላም ጻዊዒት ብኸመይ ይርእዮ ንዝብል ዝሃብዎ ርእይቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

ርእይቶ ኤርትራዊያን ንጻውዒት ሰላም ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ምስ ኤርትራ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:41 0:00

XS
SM
MD
LG