ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገለ ኤርትራውያን ነበርቲ ካይሮ ብዛዕባ ተቃውሞ ሰልፉ ግብጺ እንታይ ይብሉ


ገለ ኤርትራውያን ነበርቲ ካይሮ ኹሉ ምንቅስቃሳት እታ ኸተማ ብሰንኪ ተቃውሞ ሰልፊ ግብጺ ጠጠው ብምባሉ ኣብ ዝነብርሉ ከባቢ ኾይኖም ነቲ ኩነታት ብተለቪዥን ይከታተሉ ከምዘለው ገሊፆም።

ኣብ ግብጺ ብስደት ዝነብሩ ኣክሊሉ፣ ሃገር፣ ምሕረትን መዋእልን ብሰንኪ’ቲ ተቃውሞ ሰልፍታት መጓዓዝያታት ስለዘየሎ ከምልብኻ ምንቅስቃስ ከም ዘይከአልን ንሓደ ሰሙን ዝአክል ዳርጋ ካብ ገዝኦም ከም ዘይወፁን ተዛሪቦም።

ኣብ ግብጺ ንትሽዓት ዓመታት ዝፀንሐ ኣክሊሉ እቲ መነባብሮ ኣብዝሓ ግብፃውያን ኣዝዩ ትሑት ምኻኑን ካብ ዩኒቨርስቲ ዝምረቁ ስራሕ ንምርካብ ከምዝሽገሩን ተዛሪቡ።

XS
SM
MD
LG