ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መደብ ኤርትራውያን ኣብ አሜሪካ ፣ ተመኩሮ ካብ ጅቡቲ ዝመፁ ኤርትራውያንን አብኡ ዝተረፉን


ኣብ ቀረባ ካብ ጅቡቲ ናብ ዩናይትድ ስቴይትስ ብመደብ ምስፋር ስደተኛታት ዝአተዉ ኤርትራውያን ብዛዕባ ኣብ ጅቡቲ ዘሕለፍዎን አብኡ ተሪፎም ዘለው ብፆቶምን ዘሕልፍዎ ዘለዉ ህይወትን ተመኩሮኦምን ምስ ሬድዮ ድምፂ አሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ-መጠይቅ ዘርዚሮም'ለዉ።

ካብቶም ናብ ዩናይትድ ስቴይትስ ዝመፁ ኤርትራውያን ሰለስት ፣ ገረዝጊሄር ወልዱን ዘሚክኤል ረዳኢን ካብ ክፍለግዝአት ቨርጂንያ ፣ ዮናስ ተስፋይ ኸአ ካብ ክፍለ ግዝአት ኣሪዞና ብዛዕባ'ቲ ተመኩሮኦም ገሊፆም'ለዉ።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ።

XS
SM
MD
LG