ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

አብ ሶማሌላንድ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ገለ ኤርትራውያንን ስደተኛታት መረረቶም ይገልፁ


እቶም ኣብ ኸተማ ሃርጌሳ ዝርከቡ ስደተኛታት፣ ስደተኛታት ምኻና ናይ ሕቡራት መንግስታት ትካል ስደተኛታት መረጋገፂ ወረቀት አለና ኢሎም።

እንተኾነ ወረቀት ኣንተለና'ውን ሕቡራት መንግስታት አብታ ሃገር ሰሪሕኩም ክትነብሩ ትኽእሉ ኢኹም ብምባል ዝህበና ዝነበረ ሓገዝ ካብ ዘቃርፆ አዋርሕ ጌሩ'ዩ ኢሎም።

መንግስቲ ሶማሌ ላንድ ብወገኑ ክትሰርሑ ኾነ ክትአዉ ክትወፁ አይትኽእሉን ኡኹም ብምባል ብሚድያ አፍሊጡ፡ ሕጂ ሓዲግ ተገዲዕና'ለን ክብሉ መረረቶም ገሊፆም'ለው።

ንምስምዑ ናብቲ ምልክት ድምፂ ኸድኩም ነቲ ምልክት ድምፂ ጠውቁ።

XS
SM
MD
LG