ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

’ህይወት’ ኤርትራውያንን ኢትዮዽያውያንን ኣብ ኢድ በደው ግብፂ


በደው ግብፂ
በደው ግብፂ
ካብ ሱዳን ተጨውዮም ናብ ኢድ በደዊያን ግብፂ ወዲቆም ዝነበሩ ክልተ ኤርትራውያንን ኢትዮዽያዊያንን፣ብሰላም ኣብ ካይሮ ኣትዮም‘ለው።እንተኾነ ኣብ ኢድ‘ቶም ጨካናት ግብፃውያን ከለው ዝወረዶም ግፍዒ ተዛሪብካ ዝውዳእ ኣይኮነን ይብሉ ናይ ሎሚ ኣጋይሽ ህዝቢ ምስ ህዝቢ።

በደውያን ኣብ ልዕሊኦም ካብ ሞንጎ ዝፈፀምዎም ግፍዒታት፣ከቢድ መጠን ገንዘብ ሓቲቶምና፣ ህይወት ከምሃመማ ተራእዩ ኣብ ቅድሜና ይሕረድ፣ኣብ ቅድሜና ይመውት፣ሬሳ ሳልስይቲ ምሳና ይፀንሕ ብዙሕ ነገር ኢና ሪኢና ይብሉ።
ኣዳምጹ
please wait

No media source currently available

0:00 0:13:33 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG