ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራውያንን ዝተፈላለየ ዝዕላማኡ ሰላማዊ ሰልፍታቶምን


ኤርትራውያን ሎሚ 25 ግንቦት ኣብ ዋሽንግተን ዲሲን ኖርወይ ከተማ ኦስሎን ዝተፈላለየ ዕላማን መልእኽትን ዝሓዘ ሰላማዊ ሰልፍታት ኣካይዶም።

ምስ ህዝብናን መንግስትናን አለና ነዚ ኸአ ዓለም ክርእዮ ንደሊ ዝብሉ ብሓደ ወገን፣ በቲ ኻልእ ወገን ኽአ ኣብ ኤርትራ ዲሞክራስያዊን ሰብአዊ መስል ክኽበር ንሓትት ኢና ዝብሉ'ዮም እቶም ሰልፈኛታት።

ሙሉእ ፀብፃቡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG