ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራዊያን ንፀብፃብ መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ብምቅዋም ኣብ ጄኔቭ ሰልፊ ኣካይዶም


Eritreans Mass Rally in Geneva
Eritreans Mass Rally in Geneva

ካብ ብዙሓት ሃገራት ኣውሮፓ ዝተኣኻኸቡ ኤርትራዊያን ናይ ሕቡራት መንግስታት መርማሪ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ብዛዕባ ኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ንዘውፅኦ ፀብፃብ ብምቅዋም ሎማዕንቲ ሰኒ ኣብ ጄኔቭ ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም።

ፀብፃብ እቲ ኮሚሽን ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ዘለዎ ጠቐነ እዩ ዝበሉ ካብ ኣተሓባበርትን ተሳተፍን እቲ ሰልፊ ንኤርትራ ዘይውክል፣ንኤርትራ ዘፅልም፣ዘዳኽምን ሰላማ ዝኸልእን እዩ ኢሎምዎ ኣለው።

ካብ 10 ሃገራት ኣውሮፓ ዝመፁ ተሳቲፎም ኣለው ብመሰረት ኣቶ ሲራክ ባህልቢ ካብ ኣዋህድቲ እቲ ሰፍሊ ሓደ።ትሽዓተ ሰባት ዝሓቖፈ ኮሚቴ ናይቶም ሰልፈኛትታ ጥርዓን ዝሓዘ ሰነድ ሒዞም ናብ ቤት ፅሕፈት ሕቡራት መንግስታት ምርካቦም እውን ወሲኹ ሓቢሩ ኣቶ ሲራክ።ዝርዝሩ ኣብዚ የድምፁ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:38 0:00

XS
SM
MD
LG