ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ብዙሓት ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ስደተኛታት ካብ ትሪፖሊ ናብ ቱኒዝያ ይኣትው ክምዘለው ይዛረቡ'ለው


ኣብ ሊብያ ዘሎ ኩነታት ዝሓለፍ መዓልታት ኣዝዩ ስለ ዘንቆልቆለ ብዙሓት ስደተኛታት ካብ ትሪፖሊ ናብ ቱኒዝያ ይአትዉ'ለው።

ዛጊድ ኣብ ቱኒዝያ ዝአተው ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ናብ ሓሙሽተ ሚእቲ ከምዝበፅሑ ይዛረቡ።

ገለ ኸአ ኣብ መዕቆቢ ካምፕታት ስደተኛታት ንነዊሕ ዓመትታት ብምንባር ዝላደና ብምኻና ካብ ናብ ቱኒዝያ ምኻድ ካብ ትሪፖሊ ብባሕሪ ናብ ኤውሮጳ ንምስጋር ክንፍትን ኢና ክብሉ ተዛሪቦም።

XS
SM
MD
LG