መንእሰይ ሮቤል ተስፋይ መምህርን ኣብ ቅርፃን ዝነጥፍ ስነ-ጥበበኛ ከምኡ'ውን ኪኢላ ስረሓት ዕንፀይትን ሓፂንን'ዩ።
ወዲ 28-ዓመት መንእሰይ ሮቤል ብፍላይ ፍልሖ ዝበልዖ ዓይነት ዕንፀይቲ ተጠቂሙ ተፈጥሮአዊ መልኽዑ ከይቀየረ ብዘቅርቦም ናይ ቅርፃ ስርሓት ይፍለጥ።
ሮቤል ብምኽንያት መበል 20-ዓመት ነፃነት ኤርትራ ስርሓት ጥበቡ ናብ ህዝቢ ንምርኢት አቅሪቡ'ሎ።