ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ፡ ኣብ`ቲ ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ብሕቡራት ሃገራት ዝተዳለወን ንምቛም ፎረም መንእሰያት ዝምልከትን ጉባኤ ትሳተፍ


እቲ ጉባኤ፡ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ንመንእሰያት ዝጥምት ክፍሊ ከቕውም ጸዊዑ

ምኽትል ፕረሲደንት Pan-African Youth Forum ራሄል ወልደኣብ ፡ ኣብ`ቲ ጉባኤ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሕቡራት ሃገራትን፡ ከም ታቦ ኢምበኪ ዝበሉ ፍሉጣት ሰባትን ከምዝተሳተፉ ትገልጽ።

እቲ ባይቶ መንእሰያት ኣፍሪቃ፡ ዝሓለፈ ጉባኤኡ ኣብ ኣስመራ ኣካይዱ ምንባሩ ይዝከር።

መደብ መንእሰያት ንምስማዕ ኣብ`ዚ ጠውቑ፡

XS
SM
MD
LG