ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ደቀንስትዮ ኤርትራ ኣብ ማሕበረ-ሰብ ዘለወን ቦታ ይመሓይሹ'ሎ' ፡ ወ/ሮ ልኡል ገብረአብ


ፕረዚደንት ሃገራዊ ማሕበር ደቀንስትዮ ኤርትራ ወ/ሮ ልኡል ገብረኣብ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ኣብ ከተማ ኣስመራ ምስ ሪፖርተር ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ፒተር ክሎቲ ኣብ ዘካየደኦ ሓፂር ቃለ-መሕትት ደቀንስትዮ ኤርትራ ኣብ ማሕበረ-ሰብ ዝለዓለ ቦታ የስተማቅራ'ለዋ ኢለን።

ወ/ሮ ልኡል ኣብቲ ዘረበኤን ደቀንስትዮ ኤርትራ ኣብ ውሽጢ'ቲ ማሕበረ-ሰብ ዘለወን ቦታ ዝያዳ ንክመሓየሽ ተወሳኺ ስራሕ ክስራሕ የድሊ ክብላ ገሊፀን።

ብተወሳኺ ዛጊድ ዝተረኽበ ዓወት ምስቲ ዝነበረ ብምንፅፃር ዓብይ'ዩ ኢለን።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG