ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፊልሚ 'ትዕግስቲ' ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር 3ተ- ወርቂ ብምርካብ ተዓዊታ


"ትዕግስቲ" ዘርእስታ ናይ ኤርትራ ፊልሚ ኣብ ዩናይትድ ስቴይትስ ክፍለ ግዝአት ቴክሳስ ከተማ ሂውስተን ካብ 13-22 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ኣብ ዝተኻየደ መበል 45 ዓመት ዓለም ለኸ ውድድር ፊልሚ 3-ወርቂ ብምርካብ ተዓዊታ'ላ።

ፀሓፊ'ታ ፊልሚ ብርሃነ ገብሩ ዳይሬክተር ዳንኤል ተስፋማርያም፣ መዙሪያ፡ ከምኡ'ውን ኤዲተር ሰሎሞን ፀሃየ ሰለስቲኦም ካብ አስመራ ፕሮድዩሰር'ታ ፊልሚ አቶ ይትባረኽ ቅዱስ ኸአ ካብ ሁውስተን ብዛዕባ'ታ ፊልሚን ዝረኸብዎ ዓወትን ምስ ሬድዮ ድምፂ አሜሪካ ኣብ ዘካየድዎ ቃለ መጠይቅ ገሊፆም'ለው።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ ህልው ኩነታት ሰላም ኢትዮጵያ ከመይ ይግምገም

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG