ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መድረኽ ምይይጥ ገለ ኤርትራውያን ምሁራት ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ


ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ከባቢ ዋሽንግተን ዲሲ ገለ ምሁራት ኤርትራውያን "ናብ ዲሞክራሲዊ ስርዓት ዘምርሕ ጉዕዞን ቅዋማዊ ዛዕባታትን" ኣብ ትሕቲ ዝብል አርእስቲ ምይይጥ ኣካይዶም ኔሮም።

ኣብቲ መድረኽ ምይይጥ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ዘቅረቡ፣ ዶ/ር ኪዳነ መንግስትአብ ካብ ፔንሰልቨንያ ስቴይት ዩኒቨርስቲ፣ ወ/ሮ ዔሻ ሙሳ ገዓስ ካብ ሽወደን ከምኡ'ዉን መራሒ'ቲ መድረኽ ዝነበረ ዶ/ር አፈወርቂ ጳውሎስ ካብ ካርነጅ መሎን ዩቨርስቲን ብዛዕብኡ ኣከፊሎምና'ለው።

ኣብ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን ቀዳማይ ክፋል መደብ ነቲ መደብ መን ከም ዘዳለዎን እቶም ኣብቲ መድረኽ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ዘቅረቡ ኣብኡ ንምክፋል ዝመፅሉን ገሊፆም ኔሮም።

ሎሚ ኸአ ብዛዕባ'ቲ ዘቅረብዎ መፅናዕታዊ ፅሑፋትን ዕላምኡ ገሊፆም'ለው።

ንኽልቲኡ መደባት ንምስማዕ ጠውቁ

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

We are sorry but due to maintenance this feature is temporarily unavailable. Try it in a few minutes again, please.

XS
SM
MD
LG