ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ገምጋም ገለ ኤርትራውያን ሙሁራት ብዛዕባ መንግስቲ ኤርትራን ኩነታት ኤርትራን


ምስ ዝተፈላለዩ አረአእያ እምነትን ዘለዎም ሙሁራት ኤርትራውያን ብዝጀመርናዮ መደብ መሰረት ንሎሚ'ውን 3-ተ ሙሁራት ቀሪቦም'ለው።

ዶ/ር አስፋው ተኸስተ ካብ አሜሪካ፡ አቶ ዓብደራሕማን ሰይድን አቶ ሱሌማን አድም'ን ኸአ ካብ ሎንደን ዓዲ እንግሊዝ'ዮም።

ብዛዕባ መንግስቲ ኤርትራን ኩነታት ኤርትራን ከምኡ'ውን ብዛዕባ'ቲ ኣብ ቀረባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተኻየደ አኼባታት ኤርትራውያንን ከምኡ'ውን ኣብ ደምበ ተቃውሞ ኤርትራውያን ዘሎ መርገፅ መንግስቲ ኢትዮጵያን ርኢቶኦምን እምነቶምን ተዛሪቦም'ለው።

ንሎሚ ቀዳማይ ክፍሊ ክቀርብ'ዩ። ንምስምዑ ናብቲ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG